Second Gtmiy Flashcards
1
Q
1) “ዓባየይ !! …ዓባየየ…“ይብላ ነይሩ ንሎይድ
2) ሑቅፍቁፍ እናበላ :መጽሓፍ ቅዱስ እንከተንብብ
3) ዓይኒ ዓይና ይጥምት : ንኽናፍራ ይዕዘብ
A
4) “እንታይያ ዛዓባየይ ንበይና ትዛረብ “
ኢሉ ይሓስብ
5) … ይሓስብ ብናይ ህጻን ኣእምሮ
6) ቅዱሳት መጻሕፍቲ ምንባብ በይንኻ ምዝራብ እናመሰሎ::
2
Q
1) ሃይማኖት ቅብብልዩ ካብ ቀደም ዝጸነሐ ምስዓብ ኣይነቃርጽ መገዳ
2) ንዝመርሐ ፍረ ቅድስና ጢሞቴዎስ ተበጊሱ ካብ ሎይድ*
A
3) ኤዌንቄ ተቀቢላ እንከተብጽሖ ኣብ ዓወት
4) እታ ምስጢር ሓንቲያ–ሰብ ዝዘርኦዩ ዝዓጽድ::*